Donate

Thank you for your donation.



Youtube Videos

Meseley Newsletter

ብድሆ ኣንጻር ኣተሓሳስባና

 

Published Date

ንዘይመተግበሪኡ ክዋሃብ ዝጸንሐ ምኽንያት ድማ “ኣብ ናይ ኩናት ሃዋህው ስለዘለና ትግባረ ቅዋምን ምርጫን ግዚኡ ኣይኣኸለን” ዝብል ኢዩ ኔሩ። ሕጂ ድኣ እንታይ ስለተረኽበ እዩ ብዛዕባ ሓዲሽ ምንዳፍ ቅዋም ዝዝረብ ዘሎ?

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) እዚ ዝበሃል ዘሎ ሓድሽ ምንዳፍ ቅዋም መቐጸልታ ናይቲ ስርዓት ኢሰያስ ንዓመታት ዝቐጸሎ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ምትላል ስርሑ ምዃኑ ይኣምን። ኤምዲሰመ  ንህዝቢ ኤርትራ፡ ደላዪ ለውጢ ይኹን ደጋፋይ መንግስቲ፡ በዚ መታለሊ ዘረባ ከይተደናገረ ኦቲ ብሕጋዊ አገባብ ዝተነድፈን ዝጸደቀን ቅዋም 1997 ብህጹጽ ክትግበር ክሓትትን ንትግባሪኡ ብሓባር ክቃለስን በዚ ኣጋጣሚ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ሃገራዊ ጻውዒቱ የመሓላልፍ።

ሎሚ እንተዘይተዛሪብና መዓስ?

ንሕና እንተዘይሓቲትና መን?

ሎሚ ዘይከተተ ብደዉ ከምዝሞተ!

 

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ!