Donate

Thank you for your donation.



Youtube Videos

Meseley Newsletter

ብድሆ ኣንጻር ኣተሓሳስባና

 

“ሱቕ ኢልካ ቢዝነስካ ጥራይ ግበር”

እቲ ዝገርመኩም ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ለይቲ ሰዓት 3:30 ካብ ምዉቕ ድቃሰይ ተበራቢረ እየ ዝጽሕፋ ዘለኹ፡ ቅድሚ ነዛ ጽሑፍ ምጽሓፈይ ግን ኩባያ ሻሂ ክሰቲ ስለ ዝነበረኒ ሻሂ ኣፍሊሐ፡ ወረቐተይን ብርዐይን ኣዋዲደ ነቲ ሻሂ ጥዕም ምስኣበልክዎ መልሓሰይ ጨው ጥዒሙኒ። ምኽንያቱ እቲ ሽኮርንጨውን ዘቕምጠሉ ጎማታት ሕብሩ ሓደ ስለ ዝኾነ ከይተፈለጠኒ ነቲ ኩባያ ሻሂ ሽኮር መሲሉኒ ጨው እየ ደርጊመሉ።

Read more...

Isaias Afewerki's 2013 interview Satirized!

 

Source: "Mesely" EMDHR Newsletter, No. 2. September 2013

ቃለ መሀውተት ምስ "ፕረስደንተ" ኢሰያስ....ሎሚስ ካን ዓቢዱ!

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ኢሰያስ "ኣፍዕረ" ምስ መሳኪን "ጋዜጠኛታት" ኤርትራ ቃለ "መሀውተት" ኣካይዱ፡ ቅንጥብጣብ ህውተታኡን ተስፋ ዘቑርጽ ደረቕ ቃላቱን ብሳታየሪካል ኣገባብ እንሆ፡

Read more...