Donate

Thank you for your donation.



Youtube Videos

Meseley Newsletter

ብድሆ ኣንጻር ኣተሓሳስባና

 

Published Date

 

መንነትከም ኣምር

ኣብ ሕልኽልኽ ዝበለ ፍልስፍናዊ ዕም ከይኣተና፡መንነትከም ኣምር ክልተ መረዳእታ ኣለ ቀዳማይ ማሕበራዊ ኮይኑ፡ እቲ ኣይ ውልቃዊ ይኸውን። ማሕበራዊ መረዳእታ ናይዚ ኣምር ክንብል ከለና፡ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ሉይ መለለይን ነብሰ-መረዳእታንማለትና ኢና። ሉይ መለይን ነብሰ-መረዳእታ ኣብ ሓደ ወይ ዙሓት ቛሒታት፡ከም ቦታ፡ቋንቋ ባህሊ ልምድን፡ሓባራዊ ታሪኻዊ ተሞክሮ፡ወ.. ዝተመርኮሰኸውን። ውልቃዊ መረዳእታ ናይ መንነት ኣ፡ ውልቀሰብ ብዛዕባ ነብሱ ዘለዎ መረዳእታን፡ ኣብ ውሽጢ ማሕራዊ ህሞት (Social Context) ኦት ኣብ ልዕሊ እቲ ውልቀሰብ ዘለዎም መለለዪ ወይ መግላጺ እዩ። ከምዚ ነብሰ መረዳ ማሕራዊ ለለዪ ር፡ ሰንኪ መበቆል ናይቲ ሰብ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ሰንኪ እቲ ወልቀሰብ ዝህልዎ ናን ርክብን ዝጻወቶ ማሕበራዊ ደን፡ ከምኡውን እቲ ሕብረተሰብ ነዚኦም ህቦ ርጉምን መዛንን እዩ።

በዚ ምኽንያት ኣ፡ ኣብ መንጎ እዘን ውልቃዊን ማሕበራውን መንነት ዘሎ ትእሰሳር ሓያልዩ። ኣብነት፡ ሓደ ኣፍሪቃዊ፡ ከም ኣፍሪቃዊ ንነብሱ ዝፈልጣ፡ ብኻኦት ዝፍለን፡ ይንዋሕ ይሕጸር ምስ ኣህጉር ኣፍሪቃንህዝባን ዘለዎ መበቆላዊ ባህላውን ስምዒታውን ምትእሰሳርዩ። ከምዚ ነብሰ-መረዳእታ ግን ካብ ሓደ ማሕበራዊ ህሞት/ኩነታትናብ ካልእ ማሕበራዊ ህሞት/ኩነታት ብሰንኪ ዝተ መለ ቛሒታት ዝዋሃቦም ሚዛንን ኣገዳስነትን፡ እዳተያየረ ይግሃድ። ሰለዚ፡ መንነት ከም ማሕበራዊ መለለዪ ነብሰ-መረዳእታን፡ ኣብ ቀጻሊ መስርሕ መቕይሮ ዝህሉ ማሕበራውን ሰነ-ኣእምራውን ርእ ምኻኑ ከንዳእ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ግዜ ከም ኣብዚ መስርሕ መቐይሮ ደራኺ ተራ ኣለዎ።

ንምራህ ል፡ እዚ ከጥቀስ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊ፡ ብዛዕባ ነብሱ ኣፍሪቃዊ መረዳእታ ዝህልዎ፡ ኣብ ኣፍሪቃዊ ዘይኮነ ማሕበራዊ ህሞት ምስዋሳእዩ። ኣብ ውሽ ኣፍሪቃዊ ማሕበራዊ ህሞት/ኩነታት ምስ ውን፡እዚ ኣፍሪቃዊ ለጥን ንነብሱ ከፈልጣን ጸንሐ ሰብ፡ መላለዩኡን ነብሰ-ዳእታኡን ብቕጽበት ናብ ካልእ ቕየር። ወይ ጋናዊ፡ ወይ ዚምባብያዊ፡ ኣንጎላዊ፡ ሱዳናዊ ነብሱ ረድኣ፡ ብኸምኡውን ቶም ኣብ ማሕበራዊ ህሞት ዝዋ ባእታታት ይልለ።

ብተመሳሳሊ መንገዲ፡ ሰብ ኣብ ፈለማ ዝህልዎ ነብሰ-ዳእታን ማሕበራዊ ለዪ ኣብ ሰድርኡን ጾትኡን ወለዶኡ (Generation) ተሞርኮሰዩ። እቲ ናቱ ማሕበራዊ ግደ ምስ ዕድመን ትምህርትን እንዳተቐየረ ስዝኸየድ፡ እቲ ዝምዕብል ነብሰ-መረዳእታን፡ነግስ ማሕበራዊ ለለዩን እንዳተቕየረ ይኽይድ። መብዛሕኡ እዚ ለውጥታት፡ ካብቲ ውልቀሰብ ቁጽ ወጻኢ እዩ ካየድ፡ ግን ኣብቲ ውልቀሰብ ደራኺ ጽልዋ ኣለዎ። ንኣብነት፡ ሓድ ማላዊ፡ ካብ ማላዊ ተፈጥረ፡ ናይ ኣጋጣሚ ኩነታት ጥራሕ እዩ። እቲ ጸኒሑ ዘጥርዮ ነብሰ-መረዳታን ማሕበራዊ ለለዩ ዓቢኡ እቲ ኣሉ ማሕበራዊ ህሞት ብዝፈጥሮም ድሆታትን ዕድላትን ውን ነቲ ልቀሰብ ዋህቦን ንሱ ሮን ማሕበራዊ ደን ዝተደረኸዩ።

ኤርትራዊ መንነት

እዚ መረዳእታ  ናይ ምር መን መሰረት ብምግባር ናብ ኤርትራውነት መን እንተረና፡ ብቐዳምነት ክንሓቶ ዘለና መሰታዊ ሕቶ፡ ኤርትራዊ መንነት ዝብሃል ኣሎ ወይስ የልቦን ዝብል ኣሎ ንብል እንተይና፡ብዛዕብኡ ዘሎ ሓፈሻዊ መረዳእታ በቶም ኤርትራውያን ኢና ንብልን፡ ብኻልኦትን እንታይ ይመስል?

እዚ ሕቶን መልሱን ኣገዳስነቱ ምስቲ ኣብዚ ሎሚ እዋን ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ሰፊኑ ገበነኛ ሰርዓት ብስም ኤርትራዊ ሃገራውነት ፈጢርዎ ዘሎ ፖለቲካውን መንታውን ቅልውላው ዝተኣሳሰር እዩ። ሕሉፍ ሓሊፉ፡ ኤርትራዊ ሃገውነት ንልዕሊ ኣር ዓመታት ከም መበገስን መማእከልን ጠርናፍን ሰነ-ሓሳብ ናይ ህዝባዊ ኮይኑ ምዘየገልገለ፡ ክካሓድ ይር ይስማዕን ኣሎ።  እታ ብተደጋጋሚ ትቀርብ መርዖ፡ኤርትራ ብጣልያናዊ መግዛእቲ ተፈጥረት ሃገር ስለኾነት፡ እቲ ኣብኣ መሰረት ዝኸውን መንነት፡ በቶም ዳት ላዕለዋይ ቃጽላ እቲ ሕብረተሰብ ዝተማህዘን ኣብ ልዕሊ ዝበዝሐ ክፋል ሕብረተሰብ ብተጽ ዘስፋሕፈሐ መንነት ሰለዝኾነ መሰረታዊ ኣይኮነንዝብል እዩ። እዚ መር ዝቐርብ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ኩነታት ብምተሕሓዝ እዩ። ኩሉ ታሪኽ ኣፈጣጥራ ህልዊ ፖለቲካዊ ዕባለን፡ ብሕልፊ ኣፈጣጥራ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኢትዮጵያ ከይፈለኻ፡ ብጽቡቕ ዳእ፡ ናይ ኤርትራ ምፍጣርን ብኡ መሰረት ዝገ ሃገራዊ መንነት፡ ካብ ናይ ኦት ሃገራዊ መንነታት ብመስ ኣመዓባብኡከምዘይፍለ ብሩህ እዩ። ምኽንያት ኣ፡ ሓደ ሃገራዊ መንነት ካብ ልእ መንነት ይበልጽ ኣይንእስ፡ ኩሉ ሰብ ካኣ ተቐበሎ ነብሰ-መለ ብኻልኦት ብኽ ክፍለጠሉን ክኽበረሉን የገድሶ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መሰረታዊ ድልየትን ሕን ናይ ሂወትን ምንባርን እዩ።

ከም ዝተባህለ፡ ኤርትራ ከም ቲካዊ ኣካል (Political entity) ክትቅወም ዝግበረ ኤውሮጳዊ መግዛእቲ እዩ። ኣብትሕቲ እዚ መግዛእቲ ዝተፈጥረ ግን ማሕበራዊ ጽልዋኡ ውሱን ኾነ ማሕበረ-ቁጠባዊ ለውጥን፡ ኣብትሕቲኡ ትሓልፈ ተመኩሮ፡ ነቶም በዚ ዝተጸልዉ ክፋል እቲ ሕብረተሰ ተዛማዲ መለለዪ ወይ ነብሰ-መረዳእታ ፈጢሩሎም እዩ። ማዕሪኡ ድማ እቲ ኣብ መንጎኦም ነበረ መለይታትን ነብሰ-መረዳእታን ከም ቋንቋ መበቆል ከባቢ (ዓዲ፡ወረዳን ኣውራጃን ውን ብሄርን ቀቢላን ሃይማኖትን) መጠርነፊ ማእከል ከየገልገለ ኣይተረፈን። እቲ መሰረት ናይቲ በቲእዋን ተፈጥኣብ ኤርትራውነት ነብሰ-መረዳእታ ቀንዲ መሰረትቱ እቶም ኣባ ናይቲ ጸላዊ ማሕበራዊ ቃጽላ ምስ ሎምን መበቆል ከባቢኦምን ሃይማቶምን ዝሓለፍዎ ኩሮን በርዎ ናይ ሓባር ራኢ እዩ ኔሩ። ብዘያዳ ነዚ ኤርትራውነት መረዳእታ ናብ ዝሰፍሐ ከፋል ብረተሰብ ሰርጽ ኣለ ብሰንኪ ታተልቲ ዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ዕሊ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ሮም ኣረኣያን ተግባራትን እዩ። ማዕረዚ፡ ሓርነታዊ ምንቅሰቓሳት ገበ ፖለቲካዊ ዳበን ምንቕቓሕን፡ ምስቲ ህዝቢ ዝፈጠርኦ ኣብ መብዛሕቱ እዋን ተደጋጋፊ ዝምድና እዩ።

ሃገ መንነት ብዕምቆቱን ፍሓቱን እንዳወሰኸ ኣብዝኸደሉ እዋን፡ ብሕልፊ ኣብ እዋን መወዳእታ ደረጃ ብረታዊ ቓልስን ድሕሪ 1991 እቲ ካልእ ሒታት ዝመሰረቱ መለለዪታት ወይ ናጽላ መንነታት፡ ከም ኣውራጃውነት፡ ሃይማኖት፡ ዓድን ቐቢላን፡ ብኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ተተኪኡ ማለት እይኮነን። ምናልባት፡ እቶም ሃገራዊ ቓልሲ ዝመርሑ ብዝነበሮም ራእን ዝኽተልዎ ሰነ-ሓሳብን፡ ትምኒቶን ጻዕሮምን ከምትሕተ-ሃገራውነትኢሎም ዝሰምይዎ ቃጽላ መንነታት ብኹሉ ኣጥፊእካ፡ ብንሶም ዝቐየስዎ ሃገራዊ መንነት ከትክእ ድልየቶም ኔሩ ክኽውን ይኸል። ግን ኣብ በብእዋኑ ድረኻት ጉዕዞ ምዕባለ ህዝብና ክምዝተራእየ፡ እዞም ቃጽላታት መንነት ህዝቢ ኤርትራ መሰረት ኤርትራውነት ኖም እዮም። ንዕዖም ምጥፋእ ወይ ኻም መሰ ርትራውነት ምድኻም ማለት እዩ። ኤርትራዊ ከም ኤርትራዊ መንነት ክሓድሮ ዝኽእል፡ ኣባል ናይ ሓንቲ ኤርትራዊት ሰድራ፡ ዓዲ፡ ቐቢላ፡ ኣውራጃ፡ ብሄር፡ሃይማኖት ብሰ-መረዳእታ ክህልዎ ኣለዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብ ኩሉ ማሕበራዊ ጽፍሕታት ብኽምኡ ክፍለጥን ክኽበርን መሰረታዊ እዩ።

መንነትን ትምክሕትን

እዚ ኣብ ኤርትራ ተኣታትዩ ዘሎ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ፡ ንመሰረታዊ መንነት ወዲሰብ ከምገበንጽር ኮይኑ፡ንሰባት መንነቶም ንኸይገልጹን ንኸይፈጡን ትንፋስ ብምኽላእ፡ ሕሉፍ ሓሊፉውንኣበይ ተወሊድካ/ዓድኻ?’ንዝበል ሕቶ ከምኣፋፊ ዝቑጸረሉ ይርከብ። ደቂ ሓደ ሄር፡ ዓዲ ወይ ማኖት ኡውን ቀቢላ ተኣኻኪቦም እንዘትዮምእንተታሓጋጊዞም ከም ጸረ ሃገራውነት ዝውገዘሉ ኮይኑ ኣሎ። መንቀሊኡ ናይዚ ኣተሓሳስባን ተግባርን ግን እዩ? ከምዘተጠቕሰ፡ እቲ ብዓብላልነት ነቲ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ርሕ ዝጸንሐ ካብ ከተማ መበቆሉን ምስ ሚቕ ባህልን ምድን ሰነምግባርን በዝ ህዝ ላንጋላንጋ ዝኾነ ኣፍጦን ከብን ዝጸሖን፡ ጸጋማዊ/ኮሚኒስታዊፍልስፍና ከም መሪሕ ኣተሓሳስብኡ ዝወሰደን፡ ሃገራውነት ከም ልዑል ደረጃ ንቕሓትን፡ ኩሉ ካልእ ቃጽላ መንነታት ኣብ ሕቲ ሃገ መንነት ተምበርኪኾም ኣብ ተናወሐ ህላውነቶ ክደምሰስ ዝብል ራኢ ዝሓዘ ዓብላሊ ዝንባለ ጸኒሑን ኣሎን። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ናልባት ኣብ ራዊ ገለ ንታዊ ኣበርክቶ ይኸን። ከም ኣብ ዙሕ መድኻት ተራእየ፡ እቶ መሰረታዊ ልየት መንነት ምስዝሕደጎም፡ ደቂ ሰባት ዝተ መንገድ ንመዕ መንነቶ ይፈጥሩ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መንነት ከም ነብሰ-መለላ ተሪፉ ናይ ፖለቲካዊ መዕ ባይታ ሮም ይጅምሩ (ethno-centrism) እዚ መልሰ-ብሪ ኣብ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብ ዙሓት ካልኦት ሃገራት ተራእየ ኣዕናዊ ተርእዮ እዩ።

ንገዛእ ርእሶም እቶም ፖለቲካዊ ስልጣን ሒዞም ተጣቕቲ ሃገራዊ መንነት ኮይኖም ዝቕርቡ እውን ካብከምዚ ስምዒታትን ተግባራትን ነጻ ኮኑን። ኮይኑ ድማ ሰልጣኖምን ትካላትን ጸጋታትን መንስትን ሃገርን ብምጥቃም፡ መንነት ከምረ ብምሳድ፡ ክሸሙን ከውርዱን፡ ከውድሱን ክውዙን ናይ ማዓታዊ ትዕዝብቲዩ። ብሕልፊ፡ ህብቡነቶም እንዳጎደለን፡ ሰልጣኖም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ኣብ ዝበጽሓሉ ኩነታት፡ ቃጽላታት መንነት ሕብረተሰብ ምጥቃም ሰልጣኖም ንምንዋሕ ዓዲ ኣይወዓሉን። እዚ ተርእዮ እዚ፡  ህዝቢ ብዝበበ ቃጽላ መንነት ብምፍልላይን ሓድነት ህዝቢ ንምድኻም ዝጸንሐ ሜላ ኮይኑ ኣብዚ እዋን እዚ ብጻዕቂ ዝስ ዘሎ እዩ። እዚ ተግባር እዚ ንቡርን ተግባር ኣብ ቅልውላው ዘሎ ፖለቲካዊ ሰርዓታትዩ፡ ክገርም የብሉን።

እቲ ዘገርም፡ እቲ ንዕዘቦ ዘለና መልሰ-ብሪ ናይ ገለ ባእታት ተቓውምቲ እዩ። እቲ ኣብ ገለ ጽላታት መንነት (ኣውራጃ፡ቢላ፡ ብሄር ሃይማኖት) ብምጥቃም ኣንጻር ተግባርን ኣተሓሳስባን ናይ ኣብ ኤርትራ ጊሱ ዘሎ ስርዓት በር ዘሎ ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ፡ ነቲ ዝተናው ዕላ ምህናጽ ደሞክራስያዊ ሰርዓት ሓጋዚ ኣይኮነን። ኣብ ዝሓልፋ ዕስራን ክልተን ታትን ብቅድሚኡን፡ ገለ ኣባላት ናይ ገሊኡ ብሄራትን፡ ኣውራጃን፡ ሃይማኖትን፡ ቀቢላትን፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት፡ ብተዛማዲ ግዳያት ናይ ምግሃስ መሰል ኮይኖም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። እቲ ዘጋጠመ ምግሃስ መሰል ግን፡ ብሰንኪ መንነት ዘይኮነስ፡ ንዲ ባህርያት ናይቲ ሰርዓት ስለዝኾነዩ። ነዚ ናይ ዓት ጸገም፡ ብዝጸበበ መንነት ተጠርኒፍካ ቅላስ ንሱ ዘተኣታትዎ፡ ኣብ መንነት ዝተመርኮሰ ፖለቲካ (ethno-politics) ምትግባር ዝኸውንን፡ ሓድነት ህዝቢ ኣላሕሊሑ፡ ንደሞክራስያዊ ቃልሲ ኣብ ሕልኽላኽ ብምእታው ስቓይ ህዝብና ክናው ስለዝኮነ፡ ደላዪ ላውጢ ክነቕ ኣገዳሲዩ።

እዚ ኣብ ፖለቲካዊ ጽፍሒ ኮይኑ፡ ኣብ ማሕበራዊ መዳያት ዝርእ ኣሰካፊ ዝንባለታት ኣሎ። እዚ ናይቲ ፖለቲካዊ መዳይ ጽልዋ ከይኮነ ኣይተርፍን። ከም ኣቅዲሙ ዘተጠቕሰ፡ መንነት መሰረታዊ ድልየት ደቂ-ሰባት እዩ። ሰለዝኾ ካኣ፡ መንነት ደቂ-ሰባት ኣብ ዝኾነ ኩነታት ክኽ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ገም መብዛሕቱ እዋን ዝመጽእ፡ መንነት ካብ ካልእ መንነት ዓለ ምስዝቑጸርዩ። ኣብ ኤርትራዊ ማሕራዊ ጽፍሒ ኣብዚ ሎሚ እዋን መይ ትግሃድን ስን ማሕበ ዝር ትፈጥር በዛ ኣብ ገለ እዋን ጋጠመት ፍጻመ ክብርሃ።

ኣብ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ፡ ብዕላል ዕባ ዝተፈላ ባህላዊ ተግትን ልምድትን ናይ ዝተፈላልዩ ብሄራትን ከባብታትን ህዝብታትን ኤርትራ ይልዓል። ኣዚ መሳጥን፡ መሃርን ዕላል፡ ኩሉ እቲ ዝነበረ ሰብ ብኣትክሮን ተገዳስነት ምስ ምክብባር ዝተሳተፎ ዕላል ብኣጋጣሚ ተሳተፍቲ ካብ ዝተፈላልዩ ቦታትትን ብሄራትን ሃይማኖታትን ዝመጹ እዮም ሮም። እዚ እዩ ካኣ፡ ነቲ ዕላል ኣግዳስን፡ሃርን ዝገበሮ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ከሎና ሓደ ተሳታፊ፡ኣነ ካብብሄርን ካብኣውራጃ ብምነይ ኣዝየ እየ ዝኾርዕ!’ ብናይ ትምክሕቲ ዘስምዕ ስምዒ ይዛረብ። ዕኡ መልሲ ንምሃብ ገለ ተሳተፍቲ ተመሳሳሊ ዘረባ ይስንድዉ እታ መሳጢትን መሃሪትን ዕላል ናብ 'ናተይ ልጽ' ትምክሕቲ ዝመልኦ ትዕ ገጻ ክይዳ። ካብ ተሳተፍቲ፡ሓንሳብ ኣሕዋት፡ ሓንሳብብምባል ኣድህቦ ናብኡ ሰሓቦ። እታ ኣብ ኣእምሮ ክሉ ተሳታፊ ኣተወት ንሱ ዝሓተታ ሕቶ እያ። ንሱ ኢሉ፡ንምኻኑ፡ ኣብ ተወለድና ዓድን ባህልን ሃገርን ግዝየን ክንውለድ፡ ብኣጋጣሚ እምበር፡ ብናህና ውልቃዊ ጻዕሪ ኣይኮነን። ነከምቲ ካብ ደይን ኣብ ዓደይን መዓልተ ዝተወልክሉ፡ ካብ ካልእ ወላድን፡ ኣብ ካልእ ዓድን ባህልን መዓልትን ንኽውለ ማዕረ ዕድል እዩ። ካብ ወለይን ኣብ ዓድይን ባህለይን ወላይ፡ ናይ ኣጋጣሚ ጉዳይ እምበር፡ ናተ ምርጫን ጻዕርን ይኮነን። ሰለዚ ካብ ወለደይ ምውላደይ፡ ኣብ ባህለይን ዓደይን ምውላደይዘሐብነንኒ ካብ ካልእ ዝበለጽኩ ኮይኑ ክስማዓኒ ዝግብር እንታይ እዩ፧ኢሉ ምስ ሓተተ፡ ኩሉ ተሳታፋይ፡ ንብሱ ኣብ ብሰ-ምርመራ ተወ ምኡ ልና ከለና፡ እቲ ተሳታፊ ረባኡ ብምቕጻል፡እስክ ዓዘብ!’ ኩልና ኣን ሕቡን እየ ብባህለይ ኣን ክሩዕ እየ ኣውራጃይ ወይ ብብሄረይ፡ ንብል ኣለና። ሕራይሞ፡ ካብ ዓትን ሓበንን፡ ነብል፡ ናበይ ኢና ክንብጽሕ፧ ነብሰ-ትምክሕቲ፡ ብሕልፊ ኣብ መንነት፡ ንዲ ጸላኢት ልዝብን ሕብረትን ስምምዕን እያ።  ብሰንኪ መንነትኩም ኣብ እዋን እንተ ፋታት ረኺብኩም፡ ወይ መሰልኩም ነፊግኩም፡ እቲ መሰረታዊ ምኽንያት፡ መንነት ኣይኮነን፡ እንታይድኣ እቲ ዘይፍትሓዊ ተግባርን ኣተሓሳስባን!’ ምስ በለ፡ ኩሉ ተሰታፋይ ርእሱ ብምንቕናቕ ምስቲ ዝቕረ ሓሳብ ማሚዑ፡ ዕላልና ሊሱ ኣገዳስን መሃርን ኮይኑ። ኩልና፡ ብፍልጠትን ልቦናን ሲብና ንምሸቱ ብሰላም ተፈላሊና። በዚ ኣ፡ ማሕበራዊ ሰላምና ዓቂብና፡ ኣብቲ ፈላልየና ኣኽብሮት እንዳርኣና፡ ኣብቲዝበዝሐ ሰማማዓናን ዝጠምረናን ሒታት ኣተርና ልዝብና ኤርትራውያን ኣብናይ ሓባር ዕላማ ንሰሕ።

___________________________________________________