Donate

Thank you for your donation.



Youtube Videos

Meseley Newsletter

ብድሆ ኣንጻር ኣተሓሳስባና

 

LATEST NEWS____________________________________________________________________

السجناء إريتريا الحر الضمير!

أحد عشر المقاتلين من أجل الحرية السابقة والمسؤولين الحكوميين واعتقال غير قانوني في اريتريا يوم 18 سبتمبر 2001 في انتهاك للقانون المحلي والقاري والدولي. في مايو 2001، والمعتقلين، في محاولة لإحداث الحوار المفتوح الذي كان من المفترض أن يساهم في الديمقراطية والحكم الدستوري، وكتب رسالة مفتوحة التي انتقدت سياسات الحكومة. رسالتهم دعا جميع أعضاء الجبهة الشعبية للديمقراطية والعدالة (PFDJ)، حزب الحكومة الوحيد، للتعبير عن رأيهم من خلال الوسائل القانونية والديمقراطية وتقدم دعمها للأهداف والمبادئ التي الموقعين على الرسالة نظرت فقط. وردت الحكومة يمهد الطريق لسجن النقاد - أعلنت أن الأفراد كانوا يتصرفون بطريقة غير مشروعة وكانت تشكل تهديدا للأمن القومي. وفي وقت لاحق، تم سجن 11 من 15 النقاد في غارة فجر التي هزت البلاد. وكان ثلاثة من أعضاء الجماعة في الخارج في ذلك الوقت.

Read more...

ኤርትራውያን ናይ ሕልና እሱራት ይፈትሑ!

ዓሰርተው ሓደ ገዳይም ተጋደልትን ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲን ዝርከብዎም ኤርትራውያን፡ ብ18 መስከረም 2001 ሃገራውን፡ ኣህጉራውን፡ ዓለምለኻውን ሕጊ ብምጥሓስ ብዘይ ሕጊ ተሓይሮም።እዞም እሱራት፡ ኣብ ግንቦት 2001፡ ቅዋማዊ ምሕደራን ዲሞክራያዊ መንግስትን ክትከል ዝሕግዝ ክፉት ዝርርብ ክግበር እትጽውዕ፡ ንፖሊስታት መንግስቲ እትነቅፍ፡ ቅልዕቲ ደብዳቤ ዘርጊሖም። እዛ ደብዳቤ ንኹሎም ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ)፡ ነቲ ክታሞም ብምንባር ቅኑዕ እዩ ኢሎም ዝኣመኑሉ ኣብዛ ደብዳቤ ዝሰፈረ ዕላማን መትከላትን፡ ብሕጋውን ዲሞክራሲያውን ኣገባብ ሓሳቦም ክገልጹን፡ ክድግፍዎን ዝጽውዕ እዩ ነይሩ። 

Read more...

ኤምዲሰመ ሰሚናር ኣካይዱ

ኣባላት መሪሕነት ኤምዲሰመ ዝርከብዎም ወ/ሮ ኣድያም ወልዳይ፡ ኣቶ ኩሉብርሃን ኣብርሃምን፡ ኣቶ ኢያሱ ዓንደማርያምን "ብድሆታት ንምትካል ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (UNISA) ብዕለት 10 መስከረም 2015 ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም። ኣብዚ ብ "WIPHOLD-Birgalia Bam Research in Electoral Democracy" ዝተወደበ ሰሚናር ሓያለ ተመሃሮ፡ መማህራን ዪኒቨርሲቲን፡ ሰብ ሞያን ዝርከብዎም ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ወከልቲ ፖለቲካዊ ትካላትን ተሳቲፎም።

Read more...

ኤርትራን ሶርያን

 ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ናይ ሶርያዊ ህጻን ኣይላን ኩርዲ ምስ ምዕባይ ሓዉን ኣዲኡን ኣብ ባሕሪ ምጥሓል ኣብ ማዕከናት ዜና ምስ ረአኹ፡ ናይቲ ኣብ 2013 ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ሞት ብፍላይ ድማ ናይታ ክትመዉት ከላ ዝሓረሰት ኣደን ጸሓይ ዘይረኣየ ዕሸል ውላዳን ተዘኪሩኒ። ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝስብር ስእሊ። ንብዓትካ ክትቆጻጸርውን የሸግረካ። እዚ ኩሉ ሓሳረ መከራሲ ኣብ ምንቲ ምንታይ ዝብል ሕቶ ቅጅል ይብለካ። እንታይ ዝገበሩ ህጻናት እዮም። 

Read more...

መግለጺ ብምኽንያት ሓደ መስከረም

ከምዝፍለጥ፡ ባሕቲ መስከረም ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን ኤርትራ ዘቦከረት ዕለት እያ። እዛ ዕለት እዚኣ፡ ብዘይ ናጽነትን ሓርነትን ክብረት የለን ብምባል ንኹሎም እቶም ብሉጽ ህይወቶም ከይበቀቑ ንኤርትራን ህዝባን ዝወፈዩ እንዝክረላ ክብርቲ ዕለት እያ።

Read more...

ጉዕዞ ናብ ሓርነት፡ ኣስካሕካሒ ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት

ስለምንታይ እዮም ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ህይወቶም ኣብ ክቱር ሓደጋ ኣእትዮም ዓዶም ሓዲጎም ዝወጹ ዘለዉ? ጉዕዞ ናብ ሓርነት ህልቂት ዘኸትል ክነሱ የግዳስ ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዓመት መጸ፡ ነዚ ጉዕዞ ዓይኖም ዓሚቶም ክኣትዉዎ ይርከቡ ኣለዉ። እዚ ከኣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተፈላለዩ መርበብ ስለያን ሓለዋ ዶብን ብምስጋር፡ ዘየናሕሲ ጸሓይን ጽምኢን ሰሃራ ብምጽዋር፡ ዝውሕጥ ማዕበላት ባሕሪ ሜዲተራንያን ብትብዓት ብምግጣም፡ ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮፓ ምቁጽጻር ዶባት ብምጥሓስ፡ ካልእ ካብቲ ዝተበገስሉ ክሳብቲ ዑቕባ ዝረኽቡሉ ሃገራት ዝተፈላለዩ ፈተንቲ መሰናኽላት ብምስጋር እዮም። ልዕሊ ኩሉ ድማ ካብቶም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ደቂሰባት ዝወርዶም ውርደትን፡ ግፍዒን ኣሽንኳይዶ ኣብ ልዕሌኻ ክወርድ ክትሰምዖውን ዘስካሕክሕ እዩ። 

Read more...

Flight for Freedom: The Plight of Eritrean Refugees

Why are so many youngsters leaving the tiny country of Eritrea by putting their lives in absolute danger? The risk of perishing during the epic flights for freedom is high; and yet, tens of thousands of young Eritreans embark on this dangerous journey every year. They do that by navigating intrepidly through the intricate escape routes within the country, braving out the merciless sun across the Sahara desert, meeting the swallowing waves of the Mediterranean Sea head-on, defying border patrols across Europe and encountering many more unforeseen obstacles along their journeys to arrive at places of safety. Most of all, the abuse and cruelties they receive from the unscrupulous human smugglers during these perilous journeys is inconceivable.

Read more...

ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ - 26 ሰነ 2015

ኩላትና ከምዝተኸታተልናዮ ብዕለት 26 ሰነ 2015፡ ኣብ ከተማ ጀነቫ ሃገረ ስዊዘርላንድ፡ ብኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዝተዳለወ ካብ ሃገራት ስዊድን፡ ኖርወይ፡ ጣልያን፡ እንግሊዝ፡ ጀርመን ዴንማርክን ካልኦት ሃገራት ኤውሮፓን፡ ገለ'ውን ራሕቂ ከይገደሶም ካብ ካናዳን ኣውስትራልያን ዝተሳተፍዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

Read more...

ናይ ደገፍ መግለጺ

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ነቲ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘውጽኣቶ ጸብጻብ ደገፍ ንምግላጽን፡ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ጃምላዊ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምቅዋምን ኣብ ዕለት 26 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቫ ዝግበር ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ደገፉ ይገልጽ።

Read more...

ሓጺር ጸብጻብ ጉባኤ ኤምዲሰመ 2015

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ብዕለት 6 ሰነ 2015 ጉባኤኡ ኣብ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቃኒዑ። ተሳተፍቲ እዚ ጉባኤ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ እዋናውያን ዛዕባታት ብፍላይ ድማ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም። ጉባኤኛታት ነዚ ኤርትራን ህዝባን ኣጋጢምዎም ዘሎ ጸበባ ብኸመይ ክገላገሉ ይኽእሉን መቦቆል ናይዚ ሽግር ነባሪ ፍታሕ ይረክብን ኣብ ዝብሉ ስትራተጂካዊ ዛዕባታት ውሳነታት ኣሕሊፎም። እዞም ዝስዕቡ ኣገደስቲ ውሳነታ ድማ ኣሕሊፎም።

Read more...

SADC-CNGO

Southern African Development Community - Council of Non-Governmental Organisations (SADC-CNGO) calls on the African Union to respond to Crimes Against Humanity in Eritrea

 

PRESS STATEMENT

The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) is pleased by the release of the report by the UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea (COI). Established by the Human Rights Council Resolution 26/24 of 27th of June 2014, the Commission’s mandate was to conduct enquiry and come up with a report on human rights situation in Eritrea within a period of 12 months.

Read more...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) በቲ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘውጽኣቶ ጸብጻብ ዕጉብ ምዃኑ ብሓጐስ ይገልጽ። እዛ መርማሪት ኮሚሽን ብቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብውሳኔ 26/24 ኣብ ዕለት 27 ሰነ 2014 ዝቖመት ኮይና፡ ሓላፍነታ ድማ ንኹነታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣጻርያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ጸብጻብ ከተቕርብ ዝብል እዩ ነይሩ።

Read more...

Speech by EMDHR GC Speaker: Mr. Tesfagaber Ghebre-egziabiher at the EMDHR General Congress.

Good Afternoon Members

I feel honored and privileged to sit in front of you and welcome you to the extremely important congress of the extra-ordinary important organization that fights against all injustices and gross Human right violations in Eritrea, Eritrean Movement for Democracy and Human rights(EMDHR).

I feel honored to be with you because I know the kind of sacrifices that you are making and the kind of challenges you face in your daily life.

Read more...